ሓዲሽ ኪዳን
ፊልጵስዩስ — ምዕራፍ ምረፅ
ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝተፅሓፈ ሕጉስ መልእኽቲ፤ ነታ ቤተ ክርስቲያን ኵልሻዕ ብጐይታ ክትሕጎስን ናይ ክርስቶስ ሓሳብ ክህልዋን ይምሕፅን።